Sports Tour of Eritrea 2016 Stage 4 (April 22, 16)

6 views · 9y ago 🎲 Random

ካብ መንደፈራ ተበጊሱ ብጎደናታት ኣስመራ ሰንጥቑ ኣብ ማሳዋ ዝተዛዘመ 4ይ መድረኽ ዙር ኤርትራ ብዓወት ተቀዳዳማይ ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኤልያስ ኣፎርቂ ተዛዚሙ፡፡
1ይ ኤልያስ ኣፎርቂ
2ይ ሜሮን ኣማኑኤል (ባይክ ኤይድ)
3ይ ሜሮን ኣብርሃም (ሳሊና )
4ይ ሜሮን ተሾመ (ባይክ ኤይድ)
5ይ ተስፋይ ምሕረተኣብ (ሳሊና)
6ይ ተስፎም ዑቕባማርያም (ሃ.ጋ.ኤርትራ)
7ይ ቢኒ ኢንጀንዮ ( ኣሞረ ቪታ)
8ይ ሚንኪኤል ሃብቶም (ሳሊና)
9ይ ኣሮን ደብረጽዮን (ሃ.ጋ.ኤርትራ)
10ይ ዘመንፈስ ሶሎሙን (ጽንዓት)
ብሓፈሻዊ ውህሉሉ ናይ 4ተ መድረኻት መርሃዊ ጎይትኦም ካብ ክለብ ሳሊና ወናኒ ብጫን ጻዕዳን ኮይኑ ክመርሖ ከሎ ተስፋይ ምሕረተኣብን ኣድሓኖን ዘሚኪኤልን ድማ 2ይን 3ይን ደረጃ ብምሓዝ ይስዕብዎ
ሃኒባል ተስፋይ 7 ነጥቢ ብምውህላል ነታ ንዝበለጸ ሓኻሪ ዓቐብ እትወሃብ ቀዪሕ ነጠብጣብ ማልያ መሊስዋ ይርከብ

ሜሮን ኣማኑኤል ካብ ክለብ ባይክ ኤይድ ድማ ነታ ንቮላቺስታውያን እትወሃብ ቀጠልያ ማልያ ብ49 ነጥቢ ዋንነቱ ክገብራ ከሎ ኣሮን ብ44 ነጥቢ 2ይ ተስፋይ ምሕረተኣብ ድማ ብ41 ነጥቢ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ይስዕብዎ፡፡

Víctor

1 AFEWERKI Elyas Sharjah Team 4:05:08
2 MERON Amanuel Stradalli – Bike Aid 0:02
3 ABRAHAM Meron 0:05
General
Yellow Jersey
1. GOITOM Merhawi 12:21:54
2. MIHRETEAB Tesfay 0:01
3. ZEMEKAEL Adhanom 0:11

Green jersey - MERON Amanuel
Polka jersey - TESFAY Hanibal
White jersey - GOITOM Merhawi
TEAM - SALINA
ምንጪ :- follow Facebook @Sammy Paulo